fredag 19 december 2008

ሽኾርያ


ሓደ ሰብኣይ ካብ አንዳ ሓኪም አንዳመጸ ኮሎ ንሓደ ዓርኩ ረኸቦ.፣፣

ኣበይ ዳኣ ጸኒሕካ ዐርከይ በሎ፣

እንዳ ሓኪም በሎ፣

እንታይ ዳኣ ኢሎምካ፣

ሽኮር አለካ ኢልኒ፣

እዋይ ዐርከይ እዝጊሄር ሂብኻ በሎ፥

Inga kommentarer: