Merhaba
ASMARINO
fredag 19 december 2008
ሽኾርያ
ሓደ ሰብኣይ ካብ አንዳ ሓኪም አንዳመጸ ኮሎ ንሓደ ዓርኩ ረኸቦ.፣፣
ኣበይ ዳኣ ጸኒሕካ ዐርከይ በሎ፣
እንዳ ሓኪም በሎ፣
እንታይ ዳኣ ኢሎምካ፣
ሽኮር አለካ ኢልኒ፣
እዋይ ዐርከይ እዝጊሄር ሂብኻ በሎ፥
ማሸላ
ኣብ ዓድና ብብዝሒ ማሽላ ስለ ዝብላዕ ዘሎ ፣
በሊእካ ኣብ ገዛ ኮፍ ክትብል ኣሎካ ምክንያቱ »»ኣብ ደገ እንድሕር ወጺካ
ካይትዕንብብ ብጻሓይ ዝኣክል ይባሃል፣..፣
Senare inlägg
Äldre inlägg
Startsida
Prenumerera på:
Inlägg (Atom)