Merhaba
ASMARINO
fredag 19 december 2008
ሽኾርያ
ሓደ ሰብኣይ ካብ አንዳ ሓኪም አንዳመጸ ኮሎ ንሓደ ዓርኩ ረኸቦ.፣፣
ኣበይ ዳኣ ጸኒሕካ ዐርከይ በሎ፣
እንዳ ሓኪም በሎ፣
እንታይ ዳኣ ኢሎምካ፣
ሽኮር አለካ ኢልኒ፣
እዋይ ዐርከይ እዝጊሄር ሂብኻ በሎ፥
ማሸላ
ኣብ ዓድና ብብዝሒ ማሽላ ስለ ዝብላዕ ዘሎ ፣
በሊእካ ኣብ ገዛ ኮፍ ክትብል ኣሎካ ምክንያቱ »»ኣብ ደገ እንድሕር ወጺካ
ካይትዕንብብ ብጻሓይ ዝኣክል ይባሃል፣..፣
lördag 6 september 2008
መስሓቕ
ሓደ ወዲ አብ እንዳ ባር ኾፍ ኢሉ እንዳ ሰተየ ኾሎ ኢሰያሰ አፈወርቒ ይመጽእ፣ናይ ኢስያስ ተኽላክልቲ ተስእ በልዎ፣ኢሰያስ ግደፍዎ በሎም፣ዳሓር ኾፍ ኢሎም እንዳ ሰተዩ ኸለው ኢሰያስ ነቲ ወዲ እንታይ ትሰርሕ ኢሉ ሓተቶ፣እቲ ወዲ ኽአ የራብሕ በሎ፣ድሕሪ ኽንደይ እንታይ ኢኻ ተራብሕ በሎ እቲ ወዲ ከኣ ኣባጎብየ ብሎ።
tisdag 6 maj 2008
ASMARA
www.asmarino.com
lördag 19 januari 2008
ከመይ ዉዒሎም
መዘከርታ ሙዚ
ቓ
Senare inlägg
Äldre inlägg
Startsida
Prenumerera på:
Inlägg (Atom)